መሰረተ ዕላማ ብድሆን ዝሓለፎም ብድሆታትን ዝተጓናጸፎም ዓወታትን
[ ዕላማ ብድሆ ዋልታ ስዊዝ ]ዕላማ ምትእኽኻብ ብድሆ ዋልታ ስዊዝ ንኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ ብቐጻሊ መረዳእታ ክወሃብ ስለዝጸንሐ ብሩሁን ርዱእን ኮይኑ ነዚ ኣብ መላእ ኤሮጳ ኣሜሪካን ካናዳን ኣብ 2022 ዝጀመረ ዕስለ…
5 Comments
September 13, 2026
[ ዕላማ ብድሆ ዋልታ ስዊዝ ]ዕላማ ምትእኽኻብ ብድሆ ዋልታ ስዊዝ ንኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ ብቐጻሊ መረዳእታ ክወሃብ ስለዝጸንሐ ብሩሁን ርዱእን ኮይኑ ነዚ ኣብ መላእ ኤሮጳ ኣሜሪካን ካናዳን ኣብ 2022 ዝጀመረ ዕስለ…
ሰማእታትና ምእንቲ ናጽነት ኤርትራ፣ ህዝባ ምድራ ባሕራ ክሊ ኣየራን ልኣላውነታ ተሓልዩን ተኸቢሩን ካብ ውሉድ ወልዶ ንክቕጽል፣ ንስኻ ጽናሕ ኣነ ክሓልፍ ብምባል በጃ ስለዝሓለፉ፣ ሕድሮም ንምፍጻም፣ ብሓቕን ብግብርን ብሓድነትን ብልዑል ሃገራዊ…
እዚ ፕላትፎርም እዚ ንሓድነት፣ምክብባር፡ ምትሕብባርን ግሉጽነትን ንቁሕ ተሳትፎን ህዝብና ንምዕባይን ምድልዳልን ዝተመስረተ ናይ ንቕሓትን ዕብየትን ሓባራዊ መድረኽ እዩ። ሓበሬታ ምልውዋጥ፣ ሓሳባት ምክፋል፣ ሓባራዊ ጉዳያት ምዝታይን ኣብ ምዕባለ ማሕበራዊ ውዳበታትና ንቅሓት…