ሓድነት፣ምክብባር፡ ምትሕብባርን ግሉጽነትን ንቁሕ ተሳትፎን

እዚ ፕላትፎርም እዚ ንሓድነት፣ምክብባር፡ ምትሕብባርን ግሉጽነትን ንቁሕ ተሳትፎን ህዝብና ንምዕባይን ምድልዳልን ዝተመስረተ ናይ ንቕሓትን ዕብየትን ሓባራዊ መድረኽ እዩ። 

Subscribe to Bdho news

Latest Boho Activities

መሰረተ ዕላማ ብድሆን ዝሓለፎም ብድሆታትን ዝተጓናጸፎም ዓወታትን

ዕላማ ምትእኽኻብ ብድሆ ዋልታ ስዊዝ ንኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ ብቐጻሊ መረዳእታ ክወሃብ ስለዝጸንሐ ብሩሁን ርዱእን ኮይኑ ነዚ ኣብ መላእ ኤሮጳ ኣሜሪካን ካናዳን ኣብ 2022 ዝጀመረ ዕስለ ምትእኽኻብ ጸረ ሃገርን ሃገራውነትን ዝዓጠቐ ዑሱብ ብስም ብርጌድ ንሓመዱ ዝተጠመቐ ዘራጊቶ ዳስ ሃገራውን ባህላውን ውራይ ግብረሽበራ...

ጽምብል ባሕቲ መስከረም 2026

5 መስከረም 2026 ብድሆ ዋልታ ስዊዝ ኣብ ከተማ በርን፡ ትማሊ ዕለት 5 መስከረም 2026 ብምኽንያት ምጅማር ገድልን ሰውራን ንመላእ ሓርነት ኤርትራን ህዝባን ኣብ ዝተገብረ ምኽባር፡ ብድሆ_ዋልታ_ስዊዝ ምስ መትከላውያን ኣባላቱ ተራኪቡ ብምጽንባል በዚ ኣጋጣሚ ድማ ብዙሕ ንጥፈታት ንምክያድ ብዝክረ ሰማእታት...

ሰማእታትና

ሰማእታትና ምእንቲ ናጽነት ኤርትራ፣ ህዝባ ምድራ ባሕራ ክሊ ኣየራን ልኣላውነታ ተሓልዩን ተኸቢሩን ካብ ውሉድ ወልዶ ንክቕጽል፣ ንስኻ ጽናሕ ኣነ ክሓልፍ ብምባል በጃ ስለዝሓለፉ፣ ሕድሮም ንምፍጻም፣ ብሓቕን ብግብርን ብሓድነትን ብልዑል ሃገራዊ ንቕሓትን ወትሩ ክንዝክሮም ይግባእ። በዚ ሓሳብ ከኣ ኣባላት ብድሆ ስዊስ ኣብ...

ዕላማን ራኢን ናይዚ ንድፊ/ፕላትፎርም፡

እዚ ፕላትፎርም እዚ ንሓድነት፣ምክብባር፡ ምትሕብባርን  ግሉጽነትን ንቁሕ ተሳትፎን ህዝብና ንምዕባይን ምድልዳልን ዝተመስረተ ናይ ንቕሓትን ዕብየትን ሓባራዊ መድረኽ እዩ። ሓበሬታ ምልውዋጥ፣ ሓሳባት ምክፋል፣ ሓባራዊ ጉዳያት ምዝታይን ኣብ ምዕባለ ማሕበራዊ ውዳበታትና ንቅሓት ዝመልኦ ተሳትፎ ንምዕባይን፡ ብትሕትናን...

20 ሰነ 2026 ኣብ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ

 ሎሚ ዕለት 20 ሰነ 2026 ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ኣብ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ቤት ትምህርቲ ዋርሳይ ካንቶን በርን ስዊዘርላንድ ትርጉም ሓዘል ዝኽርን ህጻናት ተማሃሮ ኣፍልጥኦም ንምዕባይን ንምስፋሕን ትምህርታዊ መግለጽን ኣስተምህሮን ሰፊሕ ሸፈነ ናይቲ ዝነበረ መደብ ናይ ግዜ መቓን ዝተራእየሉ ካብ...