ብድሆ ስዊስ

ብድሆ ስዊስ ኤርትራዊ ክብርታትናን ባህላዊ ውህደትናን ሓድነትናን ንምሕላው ዝተመስረተ ጥርናፈ ኤርትራውያን ኮይኑ፣ ስም ይመርሕ ጥዋፍ ይበርህ ከምዝበሃል፣ እዚ ብድሆ ስዊስ ዝበሃል ጥርናፈ ኣብዚ ፈታኒ መድርኽ ህዝቢ ዝሰረቱ ድልዱል ማሕበረ ኮም ማእከል ጌሩ፣ ኣብዚ ኣብ ስደት ኣብ ገዛእ ርእሱ ተመርኺሱ ብማሕበራውን ቁጠባውን መዳያት ንዕቤት ኣባላት ማሕበረኮማትን ካብኡ ሓሊፉውን ንዕቤት ሃገሩን ሕዝቡን ይሰርሕ።

ጽርግያ ብደሆ
ኣብ መንጎ ዓምበርበብን ሓሊበትን ዘሎ ብ“ብደሆ” ዝፍለጥ ጽርግያ’ዩ። ጽርግያ “ብድሆ” ካብ እግሪ ማይ ጬላይ ክሳብ ዓምበርበብ ብኣዝዩ ሰፋል ትሪ ዕቃበ 37 ኣንጎሎታት እናተጠዋወየ “600 ሜትሮ ብራኸ” ምድያቡ፡ እሞ ከኣ ብጉልበት ተጋደልቲ ብኣፍራዛን ባደላን መለኪኖን ብለይትን ጸልማት ኣብ ጽንኩር ኩነት ዝተሰርሐ እዩ።

Bdho Switzerland